ትሕቲ 10,000 ቁፅርታት ብቕደም ሰዓብ ምስራዕ
1.1 ምቑፃር በቢሚኢቲን ሽሕን ክሳብ 10,000
ቁፅርታት ብቕደም ሰዓብ እንትንሰርዕ ብክልተ ደረጃ እዩ
- መፈለምታ ብ በዝሒ ድጂቶም እንትኾን በዝሒ ድጅቶም ማዕረ እንተኾይኑ
- ኣብ ቐድሚት ዝርከብ ድጂት ምንፅፃር ይኸውን